ኵነታት ጥዕና ቓዛ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝጸልመተ
ከም ኣገላልጻ ውድብ ጥዕና ዓለም እቲ ቀንዲ ማሕንቖ ኰይኑ ዘሎ፡ ካብቲ ወሽመጥ ንዝተሃርሙን ዝተጸገሙን ናብ ውሑስ ቦታ ንምውሳዶም ዘሎ ሽግር’ዩ። ድሮ 1.7 ሚልዮን ዜጋታት ካብ መንበሪታቶም ተመዛቢሎም ኣለዉ--ከም ጸብጻብ እቲ ውድብ። እቶም ተመዛበልቲ ኣብቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝተጠየሰ መጻንሒ ቴንዳታት ተጸቓቒጦም ክጸንሑ ተገዲዶም ኣለዉ። እዚ ንተወሳኺ ተላባዕቲ ሕማማት ማዕጾ ዝኸፍት ብምዃኑ ድማ ሓደገኛ ተርእዮ ክስዕብ ከም ዝኽእል እቶም ውድብ ጥዕና ዓለም የጠንቅቕ።
ኢፒሶዳት
-
ጥቅምቲ 05, 2024
ስነ-ስርዓት በዓል እረቻ ተዘኪሩ
-
ጥቅምቲ 04, 2024
ኤርትራዊያን ነበርቲ እስራኤል ኣብ ህልው ኩነታት እንታይ ይብሉ?
-
ጥቅምቲ 04, 2024
ኣብያተ ክርስቲያን ሱዳን ንተመዛበልቲ ማዕጾኣን ይኸፍታ
-
ጥቅምቲ 04, 2024
▶ ኣብ ትምህርታዊ ጉዕዞኣ ልዑል ዓወት ዝተጎናጸፈት ኤርትራዊት ቤትኤል ሃብቶም
-
ጥቅምቲ 03, 2024
ፕረዚደንት ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመት ልደቶም