ኣኼባ ካድረታት ህወሓት ንኻልእ ጊዜ ይሰጋገር፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ዝያዳ ምስትውዓል ክግበር ይጽውዕ
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንከይካየድ ዝበሎ ኣኼባ ህወሓት ቀንዲ ዛዕባ ኣኼብኦም ንድሕሪ ክልተ ሰሙን ከካይዱ እቶም ተሳተፍቲ ካድረታት እቲ ውድብ ወሲኖም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ንድምፂ ኣመሪካ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ "ውሳነ ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባ ስኽነትን ምስትውዓል ዝጎደሎን እዩ" ኢሎም። ሕዚ እውን ምምሕዳሮም ከከም ኣድላይነቱ ስጉምቲ ከምዝወስድ ድማ ሓቢሮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ