▶ዕላል ካብ ነበርቲ መንደፈራን ዓድግራትን ብዛዕባ በዓላት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ቅንያት ሓንሰ-መስቀለን ሓዲሽ ዓመትን`ዩ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ሎሚ ረቡዕ ዝጀመረ ጳጉመን ንሹድሽተ መዓልታት ዝቕጽል ክኸውን ከሎ፡ ዝመጽእ ሰሉስ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓዲሽ ዓመትን ክኽበር`ዩ። ንምዃኑ ኣብ ቅንያት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን እንታይ ይግበር? ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን`ከ ብኸመይ ይብዓል? ኣርባዕተ ኣጋይሽ ተዓዲሞም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ