ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓረና ሓድሽ መሪሕነት ይምረፅ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብምሉእ ክትግበር ይፅውዕ


ዓረና ሓድሽ መሪሕነት ይምረፅ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብምሉእ ክትግበር ይፅውዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:53 0:00

ውድብ ዓረና ትግራይ ንዴሞክራሲን ሉኣላዊነትን ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሰ ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ክኾኑ መሪጹ። እቲ ውድብ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ ሓደሽቲ ኣመራርሓ ዝመረፀ ኮይኑ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንኩሎም ሓይልታት ዘሳተፈ ክኸውን ዝግባእ እንተኾነ ግና ህወሓት ዝዓብለሎ ምምሕዳር ኮይኑ ክብል ኣፍሊጡ። ኣብዚ ጉዳይ ካብ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ፃዕሪ ኣይሰመረን።

XS
SM
MD
LG