ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን፤ መንበሪ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ብውሕጅ ፈሪሱ


ሱዳን፤ መንበሪ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ብውሕጅ ፈሪሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:58 0:00

ኣብ ምብራቕ ሱዳን፡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ዝነብሩሉ መዓስከር ዑምራኩባ፡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ፣ ልዕሊ 400 ኣባይቲ ምፍራሶም እቶም ስደተኛታት ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ብድሕሪ እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ፣ ሓገዝ ስለዘይተገበረሎም ድማ ንፀገም ከምዝተቓልዑ ሓቢሮም። እቶም ስደኛታት፡ ጠዋሪ ኣካል ስለ ዘየለ፡ ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታትን ፍታሕ ከም ዝጽበዩ ንድምጺ ኣመሪካ ኣመልኪቶም።

XS
SM
MD
LG