ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርኢት ስእሊ መቐለ


ምርኢት ስእሊ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:22 0:00

ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ዝብዓለ ዘሎ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ መቐለ ስእላዊ ምርኢት ቀሪቡ ቀንዩ። እዚ ምርኢት ብቐንዱ ኣብ ደቀንስትዮ ማእከል ዝገበረ ኰይኑ፡ ምስቲ ኲናት ተኣሳሲሩ ንዝሓለፈ ከቢድ እዋን ምዝካር፡ ብሕጂ ግን ንቕድሚት ክርኢን ተስፋ ክምለስን ዝፍትን’ዩ።

XS
SM
MD
LG