ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣማራጺ ዘይብሎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ቱኒዝያ


ኣማራጺ ዘይብሎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ቱኒዝያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:44 0:00

ኣብ ሓባራዊ ዶብ ቱኒዚያን ሊቢያን ዝተቐርቀሩ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ስደተኛታት ትሕቲ ስሃራ ኣፍሪካ ተሓተቲ ንምግባር እተበፅሐ ውዕል ንመሰላት እቶም ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ከም ዘውድቖምን ነቲ ቀንዲ ፀገም ከምዘይፈትሖን ተሓላቐቲ ኣጠንቂቖም። ፀለምቲ ስደተኛታት ዓሌታዊ መጥቃዕቲ የጋጥሞም ኣብ ዘለወሉ ቱንዚያ እውን ሓዱሽ ሻቐሎት ኣልዒሉ ኣሎ። ሊሳ ብሪያንት ካብ ቱኒስ ዝለኣኸቶ ፀብፃብ'ዩ።

XS
SM
MD
LG