ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ፕሮፈሰር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ፤ ልዕሊ 40 ዓመት ተመኵሮ ኣብ ኣመሪካ


ዕላል ምስ ፕሮፈሰር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ፤ ልዕሊ 40 ዓመት ተመኵሮ ኣብ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:19:54 0:00

ካብ እዋን መግዛእቲ ኢጣልያ ተወሊዶም ናይ መባእታ ትምህርቶም ኣብ ግዜ ምምሕዳር እንግሊዝ፡ ናይ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ድማ ኣብ እዋን ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝተማህሩ ፕሮፈሰር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ፡ ቅድሚ ናብ ኣመሪካ ምምጻኦም፡ ኣብ በበይኑ ቦታታት ሰሪሖም’ዮም። ብዙሕ እዋን ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ንዝዀነ ፕሮፈሰር በርሀ ንሎሚ ግን ምስ ተመኵሮ ህይወቶም ንምዕላል ኢና ዓዲምናዮም።

XS
SM
MD
LG