ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርኢት ተመሃሮ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ


ምርኢት ተመሃሮ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:31 0:00

ድሕሪ ናይ 4 ዓመታት ብኩራት ሰንበት 13 ነሓሰ ኣብ ቀጸሪ ኤክስፖ ኣብ ዝተኸፈተ ሃገራዊ ፌስቲቫል ኤርትራ 2023 ብተማሃሮ 2ይ ደረጃ ንዝተፈላለየ መዓላ ዝውዕሉ ናይ ሮቦቲሪክስ ስርሓት ንህዝቢ ቀሪቦም። እቶም ተማሃሮ ኣብ ማእከል ትምህርትን ዳህሳስን ተማሃሮ ሚኒ/ትምህርቲ፡ ስልጠና ሮቦቲክስ ክወስዱ ዝጸንሑ’ዮም።

XS
SM
MD
LG