ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርኢት ኣሸንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ


ምርኢት ኣሸንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:32 0:00

ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ፈላማይ ኤግዚቢሽን ኣሸንዳ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዳልዩ ነይሩ፡፡ እቲ ኤግዚቢሽን ንባህሊ ኣሸንዳ ኣብ ምልላይን፣ ደቂ ኣሸንዳ ዘዳለውኦ ክዳውንትን መጋየፅታትን ኣብ ሓደ ዕዳጋ ብምቕራብን ዓብዪ ኣበርክቶ ነይርዎ ይብላ - ኣዳለውትን ተሳተፍትን እቲ ኤግዚቢሽን፡፡

XS
SM
MD
LG