ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክለረንስ ኤቫንት--“ኣቦ ሙዚቃ ጸለምቲ”--“ባሕሪ ኣፍቀርቲ” ገዲፉ ተሰናቢቱ


ክለረንስ ኤቫንት--“ኣቦ ሙዚቃ ጸለምቲ”--“ባሕሪ ኣፍቀርቲ” ገዲፉ ተሰናቢቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:11 0:00

ኣብ ኢንዳስትሪ ሙዚቃ ኣመሪካ፡ ዓቢ ስም ንዘለዎም ከም በዓል ኲንስ ጆንስ ማይክል ጃክሰንን ኣበርክቶ ዝገበረ፡ ካብኡ ሓሊፉ’ውን ንጎስጓስ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ቢል ክሊንተንን ባራካ ኦባማን ምርኢት ዝወደብ’ዩ--ክለረንስ ኤቫንት። ብሰንበት ኣብ መበል 92 ዓመቱ ዝዓረፈ ኤቫንት “ኣቦ ሙዚቃ ጸልምቲ” ዝብል ስም’ዩ ነይሩዎ። ነዚ ኣዝዩ ጸላዊ ጸሊም ኣመሪካዊ ዝምልከት ኣገልግሎት ዜና ኣሶሽትድ ፕረስ ዘዳለዎ መደብ’ዩ ተተርጒሙ ቀሪቡ ዘሎ።

​
XS
SM
MD
LG