ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

የማነ ዘወንጌል ምስ ሓድስ ኣልበሙ “ትማሊ”


የማነ ዘወንጌል ምስ ሓዳስ ኣልቡሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:02 0:00

የማነ ዘወንጌል ምስ ሓዳስ ኣልቡሙ

ስነ-ጥበበኛ የማነ ዘወንጌል ሙዚቀኛን ኣውሃሃዲ ሙዚቃን እዩ። ናይ ሓያለ ጥበበኛታት ስራሕ በቲ ዝመልኮ ሻምብቆ ተጻዊቱን ኣርባዕት ነፍስ-ወከፈን 10 ደርፍታት ዝሓዛ ሲዲታት ዘርጊሑን’ዩ። የማነ “ትማሊ” እትብል ብፍሉት ዝተጻወተን 10 ደርፍታት ዝሓዘት ኣልበም ከኣ ዝሓለፈ 28 ሓምለ 2023 ኣመሪቑ`ሎ። ኣብቲ ናይ መላለዪ መደብ፡ ምርእት ፋሽን ባህላዊ ክዳን፡ናይ ቅብኣን ቅርጻን ስርሓት ቀሪቡ ኔሩ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ባህላዊ ጉዳያት ኣባል ኮይኑ ኣብ ጉጅለ ስብሪት ከም ኣወሃሃዲ ሙዚቃን ተጻዋታይ ፍሉትን ኮይኑ ኣብ ምስራሕ ይርከብ። የማነ ትልሂትን ሙዚቃን ኣብ ዞባታት ይምህር እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG