ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

የማነ ዘወንጌል ምስ ሓዳስ ኣልቡሙ


የማነ ዘወንጌል ምስ ሓዳስ ኣልቡሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:02 0:00

ስነ-ጥበበኛ የማነ ዘወንጌል ሙዚቀኛን ኣውሃሃዲ ሙዚቃን እዩ። ናይ ሓያለ ጥበበኛታት ስራሕ በቲ ዝመልኮ ፍሉት ማለት ሻምብቆ ተጻዊቱን ኣርባዕት ነፍስወከፈን 10 ደርፍታት ዝሓዛ ሲዲታት ዘርጊሑን’ዩ። የማነ “ትማሊ” እትብል ብፍሉት ዝተጻወተን 10 ደርፍታት ዝሓዘት ኣልቡም ከኣ ዝሓለፈ 28 ሓምለ 2023 ኣመሪቑ`ሎ። ኣብቲ ናይ መላለዪ መደብ፡ ምርእት ፋሽን ባህላዊ ክዳን፡ናይ ቅብኣን ቅርጻን ስርሓት ቀሪቡ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG