ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጠመተ ብናይ ቀረባ ርሕቀት -- ማእከል ጥዕና ዙም ካምፓላ


ጠመተ ብናይ ቀረባ ርሕቀት -- ማእከል ጥዕና ዙም ካምፓላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:10 0:00

ኣብ ለካቲት 2022፡ ብሰለስተ ኤርትራውያን ሓካይም ሰብ-ብርኪ ኣገልግሎት ዝጀመረት ማእከል ጥዕና ዙም ሓንቲ ካብተን ኣብ ጥዕናዊ መዳይ ኤርትራውያን ነበርቲ ዩጋንዳን ካልኦት ዜጋታትን ኣተኲራ እትሰርሕ ዘላ’ያ። እዛ ማእከል ጥዕና ነቲ ኣብ ስደተኛታት ኣዝዩ ጉሊሑ ዝርአ ሕጽረት ቋንቋን ስእነት ምትእምማን ኣብ ምምላእ ዓቢ ተራ ኣለዋ። ማእከል ጥዕና ዙም ኣብዚ ሕጂ እዋን ብድምሩ ክሳብ 46 ዝበጽሕ ዓቕሚ ሰብ ሒዛ ትርከብ።

XS
SM
MD
LG