ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ--እቲ ካልእ ኩርናዕ
ኣብ ኣመሪካ፡ ኣብቲ ናይ ቀደም እዋናት፡ ሓደ ሕጹይ ምርጫ ዘለዎ `ካሪዝማ` ማለት ዘለዎ ቁመናን ዘርእዮ ኣቀራርባን፡ ኣብ ፕረሲደንታዊ ወድድር ክሳብ ክንድኡ ኣገዳሲ ኣይነበረን። እንተኾነ ኣብ ዘመን ኤለክትሮኒክስን ማሕበራዊ ሚድያን፡ ሕጹያት ምስ ኣድመጽቲ ብውልቆም ናይ ምትእስሳር ዓቕሞም፡ ናብ ዋይት-ሃውስ ናይ ምእታው ዕድሎም ክውስኖ ይኽእል`ዩ ይብል ጸብጻብ ስቲቭ ሀርማን ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ