ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመሳሳሊ ማሕንቖ ኣብ ካልኦት ተቐዳደምቲ ንኸይድገም


ተመሳሳሊ ማሕንቖ ኣብ ካልኦት ተቐዳደምቲ ንኸይድገም
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:00 0:00

መድሃነ ተኽለማርያም ኣብ ን/ዞ/ጋላ ነፍሒ፡ ዓዲቀ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝነብረን ኣብ ሞያ ምምህርና ዝሰርሕ ዘሎ ወለንታዊ ዓላሚ ብሽክለታት’ዩ። መድሃኔ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ናይ ኤርትራ ንዝመጽኡ ጀመርትን ድሌት ዘለዎምን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ብምዅስኳስን ብምዕላምን ናብ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ጋንታታት ንኽሰጋገሩን ካብኡ ሓሊፎም ኣብ ደረጃ ፕሮፌሽናላት ክበጽሑ ባይታ ዝፈጠረ ኣብነታዊ መምህር እዩ።

XS
SM
MD
LG