ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ደቅና ባኒ ክልምኑ ይውዕሉ ኣለዉ” ኤርትራውያን ስደተኛታት


 “ደቅና ባኒ ክልምኑ ይውዕሉ ኣለዉ” ኤርትራውያን ስደተኛታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:26 0:00

ኣብ መዓስከራት ትግራይ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ረድኤት ብዘይምርካቦም ከምዝተፀገሙ ይገልፁ። ንደሕንነቶም ብምስጋእ፣ መንነትና ከይግለፅ ዝበሉ ስደተኛታት ንድምፂ ኣሜሪካ ብስልኪ ኣብዝሃቡዎ ቃለመሕትት፣ ኣብ መዓስከራት ማይዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ሓደ ሽሕን ሸውዓተ ሚእቲን ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። እንተኾነ፣ መሰረታዊ ኣገልግሎት ስለ ዘይንረክብ ንሞትን ሕማማትን ተቓሊዖም ምህላዎም ይነግሩ።

XS
SM
MD
LG