ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈስቲቫላት ወጻኢ ኤርትራ -- ነጸብራቕ ዝተኸፋፈለ ማሕበረኮማት


ፈስቲቫላት ወጻኢ ኤርትራ -- ነጸብራቕ ዝተኸፋፈለ ማሕበረኮማት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:05 0:00

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ምትሕሓዝ ዘለዎም ፈስቲቫላት ንነዊህ ዓመታት ብሰላማዊ መንገዲ ክካየዱ ጸኒሖም። ኣብ ቀረባ ግዜ ግን ኣዝዩ ጎነጻዊ’ውን ዝኾነ ከቢድ ተቓውሞ ይረኣዮም ኣሎ። ተቓወምቲ እቲ ፈስቲቫል “መስበኺ ጽልኢ” ኢሎም ክገልጹዎ እንከለዉ፡ መንግስቲ ኤርትራ ግን “ናይ ሓሶት ሓተትቲ ዑቕባ፡” ይብሎም። ጸብጻብ ካራ ኣና ካብ ኣገልግሎት ዜና ኣሶሸትድ ፕረስ'ዩ።

XS
SM
MD
LG