ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲፎልስ --ደቡብ ዳኮታ፡ “ንእሽቶ ባረንቱ ኣብ ኣመሪካ”


ሲፎልስ --ደቡብ ዳኮታ፡ “ንእሽቶ ባረንቱ ኣብ ኣመሪካ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:00 0:00

ሲፎልስ --ደቡብ ዳኮታ፡ “ንእሽቶ ባረንቱ ኣብ ኣመሪካ”

ኣብ ከተማ ሲፎልስ ደቡብ ዳኮታ ዝርከቡ ተወላዶ ብሄረ ኩናማ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት (5ን 6ን ነሓሰ) ባህላዊን ስፖርታዊን ፈስቲቫል ኣካዪዶም ነይሮም። እዚ ካብ ውሽጢ ከተማን ካልኦት ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካ ብድምሩ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ነጋድያን ዝትረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ምስ ናይታ ከተማ ባህላዊ ምርኢት ኣፍሪቃ’ውን ተኣሳሲሩ’ዩ ቀሪቡ። እዚ ንኻልኣይ ዓመቱ ዝካየድ ዘሎ ፈስቲቫል፡ ነቶም ኣብዚ ተወሊዶም ዝዓበየ ደቂ’ቲ ብሄር ምስ ባህሎምን መንነቶምን ንምልላይ፡ ነቲ ዝነብሩሉ ሕብረተሰብ ድማ ብዛዕባኦም ንምፍላጥ ምዃኑ ወደብቲ እቲ ፈስቲቫል ይሕብሩ። ንኽልተ ካብቶም ወደብቲ እቲ ፈስቲቫል ዝዀኑ ኣሉዳ ሲሰቶን ኣሰዳ ኣማን ብስካፕይፕ ኣዘራሪብናዮም ኣሎና፡ ምስ ውዳበ እቲ ፈስቲቫልን ካልእ ንጥፈታት እቲ ማሕበረኮምን ኣመልኪቶም ሓሳባቶም ኣካፊሎምና ኣሎዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG