ሲፎልስ --ደቡብ ዳኮታ፡ “ንእሽቶ ባረንቱ ኣብ ኣመሪካ”
ኣብ ከተማ ሲፎልስ ደቡብ ዳኮታ ዝርከቡ ተወላዶ ብሄረ ኩናማ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት (5ን 6ን ነሓሰ) ባህላዊን ስፖርታዊን ፈስቲቫል ኣካዪዶም ነይሮም። እዚ ካብ ውሽጢ ከተማን ካልኦት ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካ ብድምሩ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ነጋድያን ዝትረኽቡሉ ኣጋጣሚ'ዩ። እዚ ንኻልኣይ ዓመቱ ዝካየድ ዘሎ ፈስቲቫል፡ ነቶም ኣብዚ ተወሊዶም ዝዓበየ ደቂ’ቲ ብሄር ምስ ባህሎምን መንነቶምን ንምልላይ፡ ነቲ ዝነብሩሉ ሕብረተሰብ ድማ ብዛዕባኦም ንምፍላጥ ምዃኑ ወደብቲ እቲ ፈስቲቫል ይሕብሩ።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 13, 2024ሓገዝ ኣመሪካ ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ከም ዘለዎ ዲዩ ክቕጽል?
-
ታሕሳስ 13, 2024ትንታነ -- ካብ ኣዋጅ ኣንካራ መን’ዩ ረባሒ?
-
ታሕሳስ 12, 2024ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
-
ታሕሳስ 11, 2024ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን
-
ታሕሳስ 11, 2024ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ