ኣብ ሸሞንተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ኣንበጣ ተራእዩ
ኣብ ክልል ትግራይ ሸሞንተ ወረዳታት ዕስለ ኣንበጣ ከም ዝተርኣየ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፍጥሮን እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ናብቲ ክልል ብክልል ዓፋር ኣቢሉ ከምዝኣተወ እቲ ቢሮ ገሊፁ። ርእይቶኦም ንድምፂ ኣመሪካ ዝሃቡ ሓረስቶት ብወገኖም እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ጉድኣት ከምዘብፀሐን ቀፃሊ ድማ ስግኣት ከም ዘለዎም ሓቢሮም። ሙሉጌታ ኣፅብሃ ንሰብ-መዚ ቢሮ ሕርሻን በቲ ወራር ኣንበጣ ንዝተጸልዉ ሓረስቶትን ኣዘራሪቡ ዝለኣኾ ጸብጻብ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መስከረም 22, 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ መድረኽ ሰላም ንካልእ ጊዜ ተመሓላሊፉ
-
መስከረም 22, 2023
ክኢላታት ሕ/ሃ ገበናት ኲናት ድሕሪ ስምምዕ ሰላም'ውን ከምዝተፈጸሙ ይገልጹ
-
መስከረም 22, 2023
ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ 32 ተወላዶ ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተፈቲሖም
-
መስከረም 21, 2023
ሶማል፤ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝውነን መሓውር ዜና ንዘይልሙድ ዛዕባታት ሕብረተሰብ ይድህስስ
-
መስከረም 21, 2023
መልከፍቲ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ዝሕግዝ ግን ውሑድ’ዩ
-
መስከረም 20, 2023
ጽናት፤ ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ህጻናት ንምሕጋዝ ዝሰርሕ ትካል