ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኣብ ሱዳን ገበናት ኲናት ይፍጸም ኣሎ" ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል


"ኣብ ሱዳን ገበናት ኲናት ይፍጸም ኣሎ" ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:44 0:00

ኣብ ሱዳን ይዋግኡ ዘለው ሓይልታት፡ ኣብታ ልዕሊ 3 ኣዋርሕ ህውከት ኣትዩዋ ዘሎ ሃገር ገበን ኲናት ይፍጽሙ ከም ዘለዉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ዘርኦም፣ ኣማኢት ኣሻሓት ንስደት ከምዝተቓልዑ’ውን ጸብጻብ ኣምነስቲ ይሕብር። ናይ ናይሮቢ ወኪልና መሓመድ የሱፍ ንዝላኣኾ ጸብጻብ'ዩ።

XS
SM
MD
LG