ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦርቶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ትግራይ፤ “ከንቱ ውግዘት”


ኦርቶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ትግራይ፤ “ከንቱ ውግዘት”
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00

ኦርቶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ትግራይ፤ “ከንቱ ውግዘት”

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኣቦታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቅዱስ ሲኖዶስ ዘሕለፎ ውሳነ ውግዘት “ከንቱ ውግዘት” ብምባል ከምዘይቅበልዎ ገሊፆም።

ትማሊ ረቡዕ 26 ሓምለ 2015 ዓመተ-ምህረት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ዝተፈፀመ ስመተ ኤጲስ ቆጶሳት ብምኹናን ነቲ ፍፃመ ዘተግበሩ ኣቦታት ድማ ከምዘውገዘ ይፍለጥ።

ኣብቲ ጉዳይ ምላሽ ዝሃቡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኣቦታት ህዝቢ ብዘይኣቦ ንምትራፍ ዝተፈፀመ ኣብቲ ኲናት ናይ ዝተፈፀመ በደል መቐፀልታ እዩ ኢሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG