ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦርቶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ትግራይ፤ “ከንቱ ውግዘት”


ኦርቶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ትግራይ፤ “ከንቱ ውግዘት”
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኣቦታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቅዱስ ሲኖዶስ ዘሕለፎ ውሳነ ውግዘት “ከንቱ ውግዘት” ብምባል ከምዘይቅበልዎ ገሊፆም። ትማሊ ረቡዕ 26 ሓምለ 2015 ዓመተ-ምህረት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ዝተፈፀመ ስመተ ኤጲስ ቆጶሳት ብምኹናን ነቲ ፍፃመ ዘተግበሩ ኣቦታት ድማ ከም ዘውገዘ ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG