ብዘይ ሃልኪ ጸዓት እትሰርሕ ባህላዊት መዝሓሊት


ብዘይ ሃልኪ ጸዓት እትሰርሕ ባህላዊት መዝሓሊት

No media source currently available

ቶማስ ሰመረ፡ ሃብቶም ብርሃነ፡ ዮናታን ኣለምን ሄርሞን ሕሳቡን ዝተብሃሉ ካብ ኮለጅ ምህንድስና ሕርሻ ሎሚ ዓመት ትምህርቶም ዝዛዘሙ 4 መሃንድሳት፡ ብዜሮ ጸዓት እትሰርሕ ባህላዊት መዝሓሊት ኣማዕቢሎም። እታ መዝሓሊት ብዘይ ዝኾነ ሃልኪ ጸዓት እተሰርሕን ዕድመ ኣሕምልትን ፍረታትን ብምንዋሕ ከይተበላሸወ ንሰሙናት ተዓቂቡ ንኽጸንሕ እትሕግዝ ምህዞ ከም ዝኾነት ሓደ ካብቶ ኣማዕበልታ ቶማስ ሰመረ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG