ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እታ ዘይትድቅስ ከተማ ካምፓላ--“ኣይትተሃወኽ”


እታ ዘይትድቅስ ከተማ ካምፓላ--“ኣይትተሃወኽ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:21 0:00

ኣብ ካምፓላ ንግዳዊ ስራሕ ዝኸፍቱ ኤርትራውያን ኣወፍርቲ ብዙሓት’ዮም። ካብ ምዝዋር ታክሲ፡ ድኳናትን ካልእ መሳለጢን ክሳብ ሕክምናን ሕርሻን ዝኸይድ ወፍርታት ድማ ይርአ። ምስቲ ነባሪ ህዝቢ ዘይተርፍ ምትእስሳር እኳ እንተሎ፡ እቲ ተርእዮ ግን ምስ ዕቤት ብዝሒ ስደተኛታት ኣብ ካምፓላ ንእሽቶ ኤርትራ ናብ ምፍጣር ዝኸይድ ዘሎ ይመስል።

XS
SM
MD
LG