መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ምስ ኣመሪካ ርክብ ይፈጥሩ
- ዜና ቪኦኤ
ኣካል ናይቲ መንግስቲ ኣመሪካ ዝኾነ ተበግሶ መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ (ያሊ) ካብ 18 ሃገራት ትሕቲ ሳህራ ኣፍሪቃ ዝመፁ 23 መንእሰያት መራሕቲ ዝሓቖፈ ጉጅለ ኣብ ግዝኣት ሜሪላንድ ዝርከብ ናይ ሕርሻ ቦታ በጺሖም። ወናኒ እዚ ልዕሊ ክልተ ሄክታር ሕርሻ ጄን በርችማንስ ማኒራኪዛ፡ ስድርኡ ሕርሻ ናይ ዓሌት ኣፍሮ-ካሪብያን ዘለዎም ኣእካል ብምብቋል ኣብ ትሑት ኣገልግሎት ንዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተቲ ዕቑባን ይሕግዝ። ሎሚ ነዞም መናእሰይ መራሕቲ ተቐቢሉ ኣተኣናጊዱ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ