ኣቶ ሚኪኤል ሰረቀ ተመክሮ 40-ዓመታት ስደትን 55-ዓመታት ሓዳርን የካፍሉ
91-ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቶ ሚኪኤል ሰረቀ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ንልዕሊ 40-ዓመታት ዝነብሩ ዘለዉ እዮም። ኣብ መጀመርያ 80ታት ናብ ኣመሪካ ስድረኦም ሒዞም ዝተሰዱ ኣቶ ሚኪኤል ሰረቀ ምስ በዓልቲ ቤቶም ወ/ሮ ፋና ገብረቃል ንልዕሊ 55- ዓመታት ብሓዳር ዝነብሩ ዘለዉን 9 ደቂ፣ 20 ደቂ ደቅን ክልተ ኸኣ ደቂ ደቂደቆም ዝርኣዩ ወላዲ እዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ