ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ደሞክራሲ ኣብ ደምና’ዩ”--ሞዲ፣ ብዙሓት ግን ኣይሰማምዑን


“ደሞክራሲ ኣብ ደምና’ዩ”--ሞዲ፣ ብዙሓት ግን ኣይሰማምዑን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:58 0:00

ዝበዝሐ ህዝቢ ዝነብራ ህንዲ፡ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ብእትገብሮ ዘላ ኣተሓሕዛ ካብ ምምሕዳር ዋሺንግተን ነቕፌታ ክወርዳ ጸኒሑ’ዩ። እታ ኣብ ደሞክራሲያዊ መርሓ ኣብነት ክትከውን ተስፋ ዝግበራ ህንዲ፡ ተደጋጋሚ ምዝሕታል ይርኣያ ከም ዘሎ ነቐፍቲ ይጠቕሱ። እቶም ኣብ ልዕሊ መሪሕነት ህንዲ ዘለዎም ነቕፌታ ዘስምዑ ዘለዉ ወገናት፡ ባይደን ነቲ ዝምድና ብዋጋ ሰብኣዊ መሰላት ይገብሮ ከም ዘሎ ይሕብሩ። እዚ ግን ብዓይኒ ፕረዚደንት ባይደን ቅቡል ኣይመስልን።

XS
SM
MD
LG