ተጻራሪ ኣናብባ ንዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ቻይናን ሩስያ
ኣብ ወርሒ ግንቦት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሰፊሕ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ዝሰሓበ ዑደት ናብ ቻይናን ሩስያን ኣካዪዱ። ርክብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ክልተ ዓበይቲ መራሕቲ ኣብ ዘቤታዊ፡ ዞባዊ ዓለማዊን መድረኻት ክህሉዎ ዝኽእል ለውጢ ንምግምጋም እምበኣር’ዩ ሎሚ ሒዝናዮ ዘሎና ዛዕባ: ኣብዚ ርክባት ዘለዎም ሓሳባት ንኸካፍሉና፡ ምሁር ኣህጉራዊ ዝምድናታት ዘርአስላሴ ረድኢን ኣብ ጉዳያት ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብቐረባ ዝከታተል ኣልኣዛር ኣብርሃምን ዓዲምና ኣሎና።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 31, 2025
25 ሚእታዊት ወሰኽ ግብሪ ካናዳን መክሲኮን ምስ ዝፍጸም...
-
ጥሪ 31, 2025
መብርሂ በዓል ሞያ ሕጊ ንሕቶታት ኢሚግረሽን ሓድሽ መምርሒን ኣመሪካ
-
ጥሪ 30, 2025
ሓደጋ ነፋሪት ዲሲ ብዓይኒ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ