No media source currently available
ካብ ናይ ገዛእ ርእሶም ልምዲ ብምብጋስ ምስ ዱርትነት ዕብየት ስነኣእምሮ (ኦቲዝም) ዝነብሩ ሰባትን ናበይቶምን ሓበሬታ ክረኽብሉ ዝኽእል 'ኣልያንስ ሓበሻ ኦቲዝም' ዝብል ማእከል ኣብዚ ኣመሪካ ብሓደ ስድራቤት ተጣይሱ'ሎ።