ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ


ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:37 0:00

ናብ ኢመይላትናን ናይ ፈይስቡክ መልእኽቲን “ርድኡና፡ ድምጺ ኩንና” ዝብል መልእኽቲ ስደተኛታት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ካብ ሱዳን በብእዋኑ ክስደደልና ጸኒሑ። ብዙሓት ቍጽሮም’ውን እንተገደፉ፡ ብሰንኪ ምቁርራጽ መስመር ቴለፎን ደጊምካ ንምርካቦም ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኮይኑ ጸኒሑን ሕጂ’ውን ዘሎን። ምስቲ ዝቆራረጽ መስመር ስልኪ፡ ክልተ ካብቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG