ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቋንቋ ቤትን ደገን በበይኑ ምስ ኰነ


ቋንቋ ቤትን ደገን በበይኑ ምስ ኰነ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:52 0:00

ኤርትራውያን ማሕበረ-ሰብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት፡ ደቆም፡ ባህሎምን ቋንቆኦምን ዘንጸባርቕሉ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣዳልዮም ኔሮም። ኣብቲ ቦታ ዝተረኽበ ተወልደ ወ/ገብሪኤል ነቶም ኣብ ኣመሪካ ተወሊዶም ዝዓበዩ ብዛዕባ ዝጥቀሙሉ ቋንቋ ኣመልኪቱ ኣውጊዑ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG