ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“85% ምርኽኻብ ብረት ክልል ትግራይ ተፈጺሙ፡” ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪቃ


“85% ምርኽኻብ ብረት ክልል ትግራይ ተፈጺሙ፡” ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪቃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:16 0:00

ብተዓዛብነት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝመዘዞ ተዓዛቢ ጕጅለ፡ ሓይልታት ትግራይ ተዓጢቖምዎ ዝነበሩ ማእከሎት መሳርሒ ኲናት፡ ሎሚ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተረኪቡ ኣሎ። ኣብ ተመሳሳሊ ምዕባለ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተዋጋእቲ፡ ወታሃደራዊ ኣወዳድባኦም ምፍራስ ጀሚሩ ኣሎ። ምስቲ ዝቐደመ ምርኽኻብ ከበድቲ ብረታት፡ ሕጂ 85% ምርኽኻብ ብረት ተኻይዱ ከም ዘሎ መራሒ እቲ ተዓዛቢ ጕጅለ ሓቢሩ'ሎ።

XS
SM
MD
LG