ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ፤ ዑደት ላዕለዎት መራሕቲ ፓርቲን ክልላትን


ጸብጻብ፤ ዑደት ላዕለዎት መራሕቲ ፓርቲን ክልላትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:48 0:00

ብምኽትል ፕረዚደንት ፓርቲ ብልጽግና ኣቶ ኣደም ፋራሕ ዝምራሕ፡ ንፕረዚደንታት ዝተፈላለየ ክልላት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ንመቐለ ኣትዩ፡ ብዂናት ንዝወረደ ዕንወት ተዓዚቡ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ጕጅለ፡ ንመራሕቲ ጎረባብቲ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን’ውን ዝሓቘፈ’ዩ። ንዑደት’ቲ ንሓደ መዓልቲ ዝጸንሐ ጉጅለ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG