ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፃንሖት፤ ምስ ድምፃዊ ኣደም ማሕሙድ


ፃንሖት፤ ምስ ድምፃዊ ኣደም ማሕሙድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:47 0:00

ኣደም ማሕሙድ፡ ካብ መንጎ እቶም ኣብ 1990ታት ውሩያት ዝነበሩ ደረፍቲ ትግርኛ ሓደ እዩ። ኣብ ትግራይ ተወሊዱ ዝዓበየ ኣደም መብዛሕቶም ደርፍታቱ ግን ኣብ አዲስ ኣበባን ኣዳማን (ናዝሬትን) ኮይኑ እዩ ሰሪሑዎም። ካብ ብቑልዕነቱ ጀሚሩ ክራር ናይ ምፅዋት ልምዲ ከምዝነበሮ ዝዛረብ ድምፃዊን ገጣምን ኣደም ማሕሙድ፡ 10 ደርፍታት ዝሓዘ ሓደ ካሴትን ብርክት ዝበሉ ነፀላ ዜማታትን ሰሪሑ እዩ።

XS
SM
MD
LG