ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመዛበልቲ 70 ካሪ -- መቐለ ንቦታኦም ክምለሱ የቋምቱ


ተመዛበልቲ 70 ካሪ -- መቐለ ንቦታኦም ክምለሱ የቋምቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00

ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ መቐል ዝርከቡ ተመዛበልቲ ብቕልጡፍ ናብ መረበቶም ክምለሱ ፃውዒቶም የቕርቡ ኣለዉ። እቶም ተመዛበልቲ ዘለዉዎ ኩነታት ዝርኣዩ ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተጌታቸው ረዳ፡ ብወገኖም ነቶም ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንክምለሱ ይስራሕ ከም ዘሎ ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG