ዕላል ምስ ኢደ ጥበበኛ ሃይለ ኣረጋይ


ዕላል ምስ ኢደ ጥበበኛ ሃይለ ኣረጋይ

No media source currently available

ሃይለ ኣረጋይ፡ ኣብ ሓጺን ዝተፈላለዩ ናይ ቅርጻ ስራሓት ዝዓዪ፡ ኢደ-ጥበበኛ’ዩ። እቲ ናይ ቅርጻ ስርሓቱ፡ ካብቲ ልሙድ ዓይነት ናይ ቅርጻ ስርሓት ፍልይ ዝበለ ኮይኑ፡ ኣብ ሓጺን ብማርቴሎ ብምቕጥቃጥ ዘውጽኦ ምስልታት’ዩ። ብዛዕባ ዝጥቀመሉ መሳርሒታት፡ ዝወስደሉ ጻዕሪን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳይን ወኪልና ብርሃነ በርሀ ካብ ኣስመራ ኣዘራሪቡዎ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG