No media source currently available
ብሰንኪ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዓመታት ዝፈሸለ ወቕቲ ዝናብ ዘስዓቦ ድርቂ ኣብ ደቡብ ኢትዮያ እንስሳታት ዝብላዕ ስኢነን ይሞታ ኣለዋ። ቀፃሊ ዕፃ እቶም ነበርቲ’ውን ስግኣት ከም ዝፈጠረሎም ሰበስልጣን እቲ ከባቢ ይዛረቡ። ብኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ዝተዳለወ መደብ'ዩ።