ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትምህርቲ ኣብ መዓስከር ሆልሆል -- ጂቡቲ


ትምህርቲ ኣብ መዓስከር ሆልሆል -- ጂቡቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:04 0:00

ብምኽንያት ኲናት ትግራይ፡ ካብ መረበቶም ተሰዲዶም ኣብ ጅቡቲ፡ መዓስከር ሆልሆል ዝነብሩ ተጋሩ ስደተኛታት፡ ካብ ትምህርቲ ከይበዅሩን ነቲ ዘሎ ተስፋ ዘቝርጽ ኵነታትን ንምሕላፍ ቤት ትምህርቲ ኣጣይሶም ኣለዉ። ብዛዕባ እቲ ትምህርቲ፡ ዘለዎ ብድሆታታትን ዝፈጥሮ ተስፋን ንሓደ ካብቶም ኣወሃሃድቲ ኣዛራሪብናዮ ኣሎና። ገ/ሚካኤል ገ/መድህን’ዩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብስልኪ ኣዋጊዑ።

XS
SM
MD
LG