ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ካቢነ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ስልጣን ተረኪቡ


ሓድሽ ካቢነ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ስልጣን ተረኪቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:36 0:00

ሓድሽ ዝተጣየሰ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስራሑ ንምጅማር፡ ምስቲ ዝጸንሐ ካቢነ ሎሚ ረቡዕ ናይ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ኣካዪዱ። እቲ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ከም ፕረዚደንት፡ ንሌተናል ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤን ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደን ድማ ኣብ በበይኑ ዘፋራት ብምኽትል ፕረዚደንትነት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢነ፡ 27 ኣባላት ዝሓቘፈ’ዩ።

​
XS
SM
MD
LG