ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስርሕ ክሲ ትራምፕ ኣብ ምጅማሩ


መስርሕ ክሲ ትራምፕ ኣብ ምጅማሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:48 0:00

ቅድሚ ክልተ ዓመታት ስልጣኖም ዘረከቡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቲ ትማሊ አብ ቤት ፍርዲ ኒውዮርክ ዝቐረበሎም 34 ምስ ምድንጋር ሰነዳት ንግዲ ዝተሓሓዝ ዝርዝር ክስታት ‘ኣይወዓልኩዎን’ ዝብል መልሲ ሂቦም። ትራምፕ ኣብ ቴለቭዥን ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ድማ ‘ዓቃቢ ሕጊ ኒውዮርክ፣ መበገሲኡ ፖለቲካ እዩ’ ኢሎም ወቂሶም።

XS
SM
MD
LG