No media source currently available
ብመሰረት ትካል ስዱዳት ሕ/ሃ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፡ ኣስታት 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናዊያን፡ ዜግነት ሰሜንን ደቡብን ሱዳን ከይሓዙ ይነብሩ ኣለው። ኣብ ካርቱም ዝኣተወ ወኪልና ሄንሪይ ዊልክን፣ ወረቐት ንዘይብሎምን ከምሳዕቤኑ ድማ ዕድል ስራሕ፡ ትምህርቲን ሕክምናን ክረኽቡ ዘይካኣሉን ሰባት ኣዘራሪቡ ነዚ ሪፖርት ሊኢኹልና ኣሎ።