ጠበቓታት ትራምፕ ኣብ ከይዲ መስርሕ ክሲ ሓሳባቶም የካፍሉ
ጠባቓታት እቶም ፕረዚደንት ነበር፡ ሰሉስ ናብ ቤት ፍርዲ ኒው-ዮርክ ክቐርቡ እንከለዉ፡ ልዑል ሓለዋ ክህሉ ምዃኖም ገሊጾም። ትራምፕ ጽባሕ ሰሉስ ኣብቲ ዝህሉዎም ናይ ፈለማ ቤት ፍርዲ ኣሰር ኣጻብዕቶም ክውሰድ፡ ስእሎም ክለዓልን ክሶም ክንበበሎምን’ዩ። ሰሉስ ምሸት፡ ቤት ጽሕፈት ትራምፕ፡ ኣብ ናይ ፍሎሪዳ መንበሪኦም ማር-ኣ-ላጎ (Mar-a-Lago) መብርሂ ክህቡ ትጽቢት ይግበር። እዚ ምዕባለታት ዶናልድ ትራምፕ ወፍሪ ምርጫ 2024 ኣብ ዘበግሱሉ እዋን’ዩ ዝኸውን ዘሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ