ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ልዕሊ ፈጠርቱ ከይምዕብል...
ኣርተፊሻላዊ ብልሒ፡ ኣብ በበይኑ መዓላታት ኣትዩስ ንሕክምናዊ፡ ፋይናንሳዊን ካልእ ኣገልግሎታትን ኣብ ምቅላል ዓቢ ተራ ይጻወት ኣሎ። እዚ እናዀነ ግን፡ እቲ ዓውዲ ብዝኸዶ ዘሎ ገስጋስ፡ እቲ ዝካየድ ዘሎ ስራሓት ንህይወትን ድሕነትን ሰብ ሓደገኛ ከይከውን ሻቕሎት’ውን ይፈጥር’ዩ። ሓደ ኣብነት ናይዚ ብኣዝዩ ፍጡን ገስጋስ ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት ኣረተፊሻላዊ ብልሒ ቻት-ጂፒቲ (ChatGPT) ዝተሰምየ ኣብ መወዳእታ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሐ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ