ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፤ ድሕሪ ስቕታ ብረት ህዝብታት ኤርትራን ክልል ትግራይን ብኸመይ ይቕጽል?


ዘተ፤ ድሕሪ ስቕታ ብረት ህዝብታት ኤርትራን ክልል ትግራይን ብኸመይ ይቕጽል?
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:30 0:00

ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ውዕል ሰላም ድሕሪ ምፍራሙ፡ ኣብ ዶብ ኤርትራን ክልል ትግራይን`ውን ተዅሲ ብረት ድምጹ ኣጥፊኡ`ሎ። ስለዚ ክልቲኦም ተዳወብቲ ህዝብታት ናብቲ ንቡር ሰለማዊ ህይወቶም ብኸመይ ክምለሱ ይኽእሉ ንዝብል ንኣቶ ገብረመድህን ተኽለ ነባሪ ኦክላንድ ኣመሪካን፡ ኣቶ ጉግሳ ወርቅነህ ካብ ኦታዋ ካናዳን’ዮም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG