No media source currently available
ወ/ሮ ኣበባ ብርሃነ መድህን ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ዓሰብን ዝዓበየት ኤርትራዊት`ያ። ዝበዝሐ ናይ ንእስነት ዕድሚኣ ግን ኣብ ዓሰብ`ዩ።ኣብ 1975 ኣብ 'ማሪታይም' ማለት መጓዓዝያ መራኽብ ወደብ ዓሰብ ትሰርሓሉ ዝነበረት እዋን ምስ ብጾታ ብዛዕባ ዘጋጠማ ግፍዕን ማእሰርትን ሰኒዳ`ላ።