ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ትስፉው ምጅማር


ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ትስፉው ምጅማር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:51 0:00

ኣብ መቐለ ብሰንኪ ኲናትን ስእነት መሰረታዊ ቀረባትን ነዊሕ ደው ኢለን ካብ ዝጸንሓ ኣፍረይቲ ትካላት ገለ ካብኣተን ዳግም ኣብ ምስራሕ ይርከባ። ምስቲ ዘሎ ሓያሎ ሕጽረታት ብሓያሎ ኣካላት ድጋፍ ረኺባ ስራሕ ጀሚራ ዘላ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ’ያ።

XS
SM
MD
LG