ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብታ ከተማ ተጸንቢሉ


▶ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብታ ከተማ ተጸንቢሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:58 0:00

ብሰንኪ ኲናትን ስእነት ጸጥታን ንሰለስተ ዓመት ኣብቲ ቦታ ካብ ምጽንባል በዂሩ ዝነበረ በዓል ዓድዋ፡ ሎሚ ኣብታ ከተማ ተኸቢሩ ኣሎ። እቲ ብመጠኑ ብውሑድ ተሳትፎ ህዝቢ ዝሓለፈ ምዃኑ ዝተሓበረ በዓል፡ ነበርቲ ግን ናብ ንቡር ምምላሱ ከም ዘሐጐሶም ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG