ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊቃነ-ጳጳሳት ክልል ትግራይ ንዝቐረበሎም ፃውዒት ኣይተቐብሉን


ሊቃነ-ጳጳሳት ክልል ትግራይ ንዝቐረበሎም ፃውዒት ኣይተቐብሉን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00

ቅዱስ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሊቃነ ጳጳሳት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ርክብ ንክቕፅል ዘቕረቦ ፃውዒት ከም ዘይቅበሉዎ ሊቀ-ጳጳስ ሃገረስብከት ዓዲግራት ብፁእ ኣቡነ መርሃክርስቶስ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዛዕባ ዘሎ ፍፃመታት ርእይቶ ተሓቲቶም ድማ “ዝፈልጦ ነገር የለን” ኢሎም።

XS
SM
MD
LG